ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ እርጋን ጉጅም መባህልቲ ሮቦት


ኣብ እርጋን ጉጅም መባህልቲ ሮቦት
please wait

No media source currently available

0:00 0:05:04 0:00

ገለ ኣሜሪካውያን ዓበይቲ ሰብ ፀጋ-ዕድመ ፅምዋ ንምቅላስ ዝሕግዞም ሓደ ሓድሽ ብፃይ ረኺቦም’ለዉ። እዚ ከኣ ኤል-ክው (ELLiQ) ዝተሰምየ ኣርተፊሻላዊ ብልሒ ተጠቂሙ ምስ ዋናታቱ ከም ሰብ ዝዘራረብ ሮበት‘ዩ። እንተኾነ ሰባት ምስ ሰብ ርክብ ከይደልዩ ክገብር ይኽእል’ዩ ክብሉ ገለ ምሁራት ሰነ ልቦና ስክፍታኦም ይገልፁ’ለዉ።

XS
SM
MD
LG