ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መጠን ሙቐት ግሪንላንድ ኣብ ውሽጢ 1000 ዓመታት ዝለዓለ ምምዝጋቡ ተመራመርቲ ገሊጾም


መጠን ሙቐት ግሪንላንድ ኣብ ውሽጢ 1000 ዓመታት ዝለዓለ ምምዝጋቡ ተመራመርቲ ገሊጾም
please wait

No media source currently available

0:00 0:00:50 0:00

እቲ ኣብ 'ኔቸር' ዝተባህለ መጽሄት ዝወጸ ጽሑፍ ኣብ ግሪንላንድ ዝተባህለ ጫፍ ዓለም ዝርከብ ከባቢ ዝተመዝገበ መጠን ኩነታት ሙቐን ኣብ ውሽጢ 1000 ዓመታት ዝለዓለ ምዃኑ ይግለጽ። እዚ ኣብ ውሽጢ 1000 ዓመታት ዝተመዝገበ መጠን ሙቐት 1.5 ዲግሪ ሰንቲግረድ ዝያዳ እቲ ኣብ 21 ክፍለ ዘመን ዝተመዝገበ ምዃኑ እቲ መጽናዕቲ ይሕብር።

XS
SM
MD
LG