ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣፍሪቃውያን ስደተኛታት ማእከላይ ባሕሪ

ስደት ናብ ኤውሮጳ ብኽንዲ ዝተኸፍለ ዋጋ

ዓመተ 2015 ብናህሪ ፍልሰተኛታት ዝለዓለ ቁጽሪ ሒዛ ትርከብ። ብኣማኢት ኣሽሓት ዝቑጸሩ ፍልሰተኛታት ካብ ኣፍሪቃን ማእከላይ ምብራቕን ንማእከላይ ባሕሪ ሰንጢቖም ኣብታ ክብጽሕዋ ዝተመነዩ ኤውሮጳ ኣትዮም። ገናውን ካብ ሶርያ፤ ኣፍጋኒስታን፤ ኤርትራ ሱዳንን ካልኦት ሃገራት ምዕራብ ኣፍሪቃ ዝተኣኻኸቡ መንእሰያትን መላእ ስድራቤታትን ንትስፉው መጻኢ ብምቁማት ናብ ኤውሮጳ ኣብ ምፍታን ይርከቡ።

ተወሳኺ

ዝተፈላለዩ ኣሳእልን ቪድዮታትን ኣብ ጉዳይ ፍልሰተኛታት

ተወሳኺ

ዝተፈላለዩ ጽሑፋት ኣብ ጉዳይ ፍልሰተኛታት

ተወሳኺ
XS
SM
MD
LG