ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መምርሒ ኣተኣናግዳ ርእይቶ

ነዘን ኣብ ታሕቲ ተዘርዚረን ዘለዋ ሒደት መምርሒታት ተጠቒምኩም ሓሳባትኩም ከተፍስሱ ንዕድመኩም:

1. ኣጸላሚ ጽሑፍ: ዘካፍእ: ጽዩፍ: ዘይእሩም: ተጻራፊ: ጎነጻዊ: ጽዩፍ-ስእሊ: ዘፈራርሕ: ብተደጋጊሙ ዘጥቅዕ: ፈላላይን ጽልኢ ዘጎሃህርን ትሕዝቶ ዘለዎ ክእንገድ ኣይፍቀድን እዩ። ከምዚ ትሕዝቶ ዘለዎ ጽሑፋት ብኣልያ ኣካየድቲ'ዚ መርበብ ሓበሬታ ክስረዝ ምዃኑ ነፍልጥ።


2. እቶም ዝቐርቡ ሓሳባት ንንግዳዊ መወዓውዒ ንጥቀመሎም ክኾኑ የብሎምን።


3. ንመሰል ጸሓፍን መሰል ዋንነት ንግዳዊ ምልክት ዝጥሕስ ኩሉ ክቐርብ የብሉን።


4. ዝቐርብ ርእይቶታት ብቋንቋ ትግርኛ ክኸውን ይግብኦ።

ኣባላት ቪኦኤ ወይ ድማ ንዕኡ ዝተመደቡ ኣባላት ዝቐርብ ሓሳባት ቅድሚ ኣብ መውሃቢ ርእይቶ ምልጣፉ መምርሒታት ምምላኦም የረጋግጹ።

XS
SM
MD
LG