ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ናሳ ናብ ወርሒ ዝወንጨፍ ሮኬት ዝምልከት ሓድሽ ውጥን የቕርብ


ናሳ ናብ ወርሒ ዝወንጨፍ ሮኬት ዝምልከት ሓድሽ ውጥን የቕርብ
please wait

No media source currently available

0:00 0:00:55 0:00

ትካል ሃገራዊ ምርምር ጠፈር ኣመሪካ ናሳ ‘ኣርተሚስ ‘1 ብምባል ዝጽዋዕ ናብ ወርሒ ዝካየድ ምውንጫፍ ሮኬት ናብመስከረም 27 ከምዘመሓላለፎ ገሊጹ። እዚ ምስ ዘይከውን ድማ እቲ ምውንጫፍ ሮኬት ንጥቕምቲ 2 ክካየድ መደብ ተታሒዙ’ሎ።

XS
SM
MD
LG