ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

▶ራይሞክ - ካብ ምርኵስ ናብ ዓለማዊ መድረኽ ውድድር ጽባቐ


▶ራይሞክ - ካብ ምርኵስ ናብ ዓለማዊ መድረኽ ውድድር ጽባቐ
please wait

No media source currently available

0:00 0:18:33 0:00

ራይሞክ ቃልኣብ፡ ሕማም መንሽሮ ሓንጎል ምስ ኣጋጠማ፡ ንሕክምና ናብ ሃገረ ታይላንድ ኣብ ዝኸደትሉ ኣብ ዓረብያ ተጸይራ’ያ ኣትያ። ነቲ ከቢድ ብድሆ ሰጊራ ምስቲ ጽንኵር መስርሕ ፍወሳ እቲ ሕማም ንነብሳን ካልኦት ከምኣ ዝኣመሰሉን ንምትብባዕ ነቒላ። ራይሞክ ኣብ ወርሒ ጥቅምቲ ዝተኻየደ ዓለማዊ መድረኽ ውድድር ጽባቐ ተወዳዲራ፡ “ፍልይቲ ኣምባሳደር ጽባቐ” ዝብል ክብሪ ተዋሂብዋ።

XS
SM
MD
LG