ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ወዲ ትኹል - ድሕሪ ሕማም ንሓዲሽ ናህሪ ይብገስ


ወዲ ትኹል - ድሕሪ ሕማም ንሓዲሽ ናህሪ ይብገስ
please wait

No media source currently available

0:00 0:08:57 0:00

ብሰንኪ ዘጋጠሞ ሕማም ኣብ ሆስፒታል ሚላኖ ኢጣልያ ኣብ ጽኑዕ ክንክን ሕክምና ዝነበረ በሃር ስነ-ጥበባዊ ተኽለ ክፍለማርያም(ወዲ-ትኹል)፥ ኣብዚ እዋን'ዚ ኣብ ርጉዕ ጥዕና ከም ዘሎ ይገልጽ። ወዲ ትኹል ነቲ ንዕኡ ንምድሓን ተባሂሉ ብህዝቢ ዝተገብረሉ ድጋፍ ንምምስጋን ዝሓለፈ ዓመት "ጸሎትኩም ሰሚሩ" ትብል ደርፊ ዝዘርግሐ ክኸውን ከሎ፥ ኣብዚ እዋን እዚ ድማ ሓደስቲ ደርፍታት ይዝርግሕ ከም ዘሎ ኣፍሊጡ'ሎ።

XS
SM
MD
LG