ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ስምረት ርእሶም -- ኣደን በዓልቲ ሞያ ምህናጽ ኣካላትን


ስምረት ርእሶም -- ኣደን በዓልቲ ሞያ ምህናጽ ኣካላትን
please wait

No media source currently available

0:00 0:15:16 0:00

ኤርትራዊት-ኣመሪካዊት ስምረት ርእሶም ኣብቲ ብብዝሒ ደቂ ኣንስትዮ ዘይረኣያሉ ዓውዲ ስፖርት ህንጸት ኣካላት ትነጥፍ። ስምረት በዚ ሞያ ኣብ ዝተፈላለየ መድረኻት ተወዳዲራ ዝተዓወተት ክትከውን ከላ፡ ኣብዚ ሕጂ እዋን ድማ ነቲ ሞያ ንኻልኦት ደቂ ኣንስትዮ ንምክፋል፡ ምምሃርን ምስልጣንን ትርከብ።

XS
SM
MD
LG