ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ምኽንያት ዝለዓለ ዋዒ ዓለም ብኣዒንቲ ሞያዊ


ምኽንያት ዝለዓለ ዋዒ ዓለም ብኣዒንቲ ሞያዊ
please wait

No media source currently available

0:00 0:17:34 0:00

ብዓለም ዝለዓለ ደረጃ ምቖት ምምዝርጋቡ ኣብ ዜናታትና ክንጠቕሶ ቀኒና ኢና። ጠንቂ እዚ ብሃንደበት ዝርአ ዘሎ ሰፊሕ ምቖትን ኣብ ቀረባ እዋን ክህሉዎ ዝኽእል መፍትሒን ንምብራህ ንፕሮፈሰር ታምራት ኣፍወርቂ ገዘሀኝ ኣዘራሪብናዮ ኣሎና።

XS
SM
MD
LG