ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ምስ ሙዚቀኛ ጃዝ ሄርሞን መሓሪ


ምስ ሙዚቀኛ ጃዝ ሄርሞን መሓሪ
please wait

No media source currently available

0:00 0:08:54 0:00

ካብ ኤርትራውያን ስድራቤት ኣብ ኣመሪካ ተወሊዱ ዝዓበየ ሄርሞን መሓሪ፡ ሕጂ ኣብ ፈረንሳይ ዝቕመጥ ዘሎ ኰይኑ፡ ኣብ ሙዚቃ ጃዝ ብዝጻወቶ በበይኑ ሽልምታት ወሲዱ’ዩ። ኣብ ሓያሎ መድረኻት፡ ምስ ስሙያት ሙዚቀኛታት ዝተጻወተ ሄርሞን፡ ኣብ ቀረባ ግዜ “ኣስመራ” እትብል ኣልበም ዘርጊሑ ኣሎ።

XS
SM
MD
LG