ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ወይኒ ተወልደ -- ንልዕሊ 40 ዓመታት ኣብ መድረኽ ስነ-ጥበብ


ወይኒ ተወልደ -- ንልዕሊ 40 ዓመታት ኣብ መድረኽ ስነ-ጥበብ
please wait

No media source currently available

0:00 0:12:11 0:00

ኤርትራዊት ተዋሳኢት፡ ኣላዪትን ኣብ ቀረባ እዋን ድማ መጽሓፍ ብምጽሓፍ ስማ ኣብ መዝገበ ደረስቲ’ውን ዘመዝገበት ወይኒ ተወልደ ንልዕሊ 40 ዓመታት ኣብ ምውሳእን ምእላይን ዝጸንሐት’ያ። “ሰሎሜ” ብዝብል ካብ ተዋሳኦ ዝለገባ ስም ዝያዳ እትፍለጥ ወይኒ፡ ኣብ ቀረባ ግዜ “ኣደራዕ ሰሕሎ” እትብል ናይ ሓጸርቲ-ዛንታታት መጽሓፍ የሕቲማ ኣላ። 

XS
SM
MD
LG