ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ጠመተ ኣብ ናጻ ፕረስ ኤርትራ -- “ኣብ ተመሳሳሊ ዓንኬል”


 ጠመተ ኣብ ናጻ ፕረስ ኤርትራ -- “ኣብ ተመሳሳሊ ዓንኬል”
please wait

No media source currently available

0:00 0:06:58 0:00

ድሕሪ ምዕጻው ጋዜጣታት ብሕቲን ማእሰርቲ ጋዜጠኛታትን ኤርትራ ኣብዚ ናይ መጨረሽታ መስርዕ ደጋጊማ ተቐሚጣ ኣላ። ንኹነታት ናጻ ፕረስን ዝርጋሐ ሓበሬታን ኤርትራ ኣመልኪትና እምበኣር ኣብዚ ጉዳይ ዝያዳ መብርሂ ንኽህበና፡ ንኣቶ መኮነን ምስግና ኣዘራሪብናዮ ኣሎና።

XS
SM
MD
LG