ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

"ቱር ዲ ፍራንስ 2023"- ትንተና ብዓይኒ ኤርትራዊ ጋዜጠኛ


"ቱር ዲ ፍራንስ 2023"- ትንተና ብዓይኒ ኤርትራዊ ጋዜጠኛ
please wait

No media source currently available

0:00 0:16:02 0:00

ካብ 1 ሓምለ ክሳብ 23 ሓምለ 2023 ኣብ 21 መድረኻት 3,404 ኪ.ሜ .ብምሽፋን ክካየድ ዝቐነየ መበል 110 ዙር ፈረንሳ ሎሚ ኣብ ከተማ ፓሪስ ተዛዚሙ'ሎ። ኣብዚ ውድድር ንፈለማ እዋን ዝሳተፍ ዘሎ ኤርትራዊ ቢንያም ግርማይ ኣብቲ ሎሚ ሰንበት ዝተኻየደ መበል 21 መድረኽ ሻድሻይ ደረጃ ብምሓዝ ውድድሩ ዛዚሙ።

XS
SM
MD
LG