ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ካብ ሰለሎ ኲናት ናብ ትስፉዋት ተመራመርቲ


ካብ ሰለሎ ኲናት ናብ ትስፉዋት ተመራመርቲ
please wait

No media source currently available

0:00 0:06:23 0:00

ኣብ ሻምናይ ሃገራዊ ዉድድር ማእኸላት ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኢትዮጵያ ዝተሳተፉ ጉጅለ ተመሃሮ ፍሉይ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቃላሚኖ ተዓትወቲ ኮይኖም። ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ዝነበረ ውድድር ተዓወቲ ዝኾኑ እዞም ተመሃሮ ብሰንኪ ኲናት ካብ ትምህርቲ ንዓመታት ርሒቖም ዝፀንሑን ሓፂር ናይ ምድላው ጊዜ ገይሮም ዝረኸብዎ ውፅኢት ከም ዝኾነ ሓቢሮም።

XS
SM
MD
LG