ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ምስ ሙዚቀኛ ጃዝ ሄርሞን መሓሪ


ምስ ሙዚቀኛ ጃዝ ሄርሞን መሓሪ
please wait

No media source currently available

0:00 0:08:54 0:00

ምስ ሙዚቀኛ ጃዝ ሄርሞን መሓሪ

ካብ ኤርትራውያን ስድራቤት ኣብ ኣመሪካ ተወሊዱ ዝዓበየ ሄርሞን መሓሪ፡ ሕጂ ኣብ ፈረንሳይ ዝቕመጥ ዘሎ ኰይኑ ሙዚቀኛን ተጻዋታዊ መሳርሒ ሙዚቃ ትራምፐት’ዩ። ኣብ ዩኒቨርስቲ ሙዙሪ ካንሳስ ሲቲ ብሙዚቃ ዝተመረቐ ሄርሞን፡ ኣብ በበይኑ ዓበይቲ መድረኻት ምስ ኣዝዮም ስሙያት ሙዚቀኛታት ሓቢሩ ተጻዊቱ’ዩ። ምስ ኤርትራዊት ድምጻዊት ደሃብ ፋይቲንጋ’ውን ሓባራዊ ስራሕ ዝሰርሐ ሄርሞን፡ ኣብ ሙዚቃ ጃዝ በበይኖም ሽልማታት’ውን ወሲዱ’ዩ። ሄርሞን ኣብ ቀረባ ግዜ “ኣስመራ” ዝተሰምየት ኣልበም ንህዝቢ ዘርጊሑ ኣሎ።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG