ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ንስኑዕን ግጉይ ሓበሬታ ዝቃለስ ደቡብ ኣፍሪቃዊ ትካል


ንስኑዕን ግጉይ ሓበሬታ ዝቃለስ ደቡብ ኣፍሪቃዊ ትካል
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:20 0:00

ንስኑዕን ግጉይ ሓበሬታ ዝቃለስ ደቡብ ኣፍሪቃዊ ትካል

ደቡብ ኣፍሪቃ ሓዊሱ 16-ሃገራት ኣፍሪቃ ኣብዘን ዝተረፋ ኣዋርሕ ዓመተ-2024 ምርጫ ከካይዳ’የን። ኣብዚ እዋን ፖለቲካዊ ዜና ንምርካብ ናብ ማሕበራዊ መራኸቢታት ዝበጽሑ ሰባት ንግጉይን ስንዑን ሓበሬታ ናይ ምቅላዕ ሓደጋ ከጋጥሞም’ዩ። እንተኾነ ሓደ ትካል ስነ-ምግባር ዲጂታል ዜና ጋዜጠኛታትን ተሓለቅቲን ንህዝቢ መታን ክምህሩ ነቲ ሓሶትን ግጉይን ዜና መታን ከለልዩ ንምሕጋዝ ዓሊሙ’ሎ።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG