ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣቶ ሓድሽ መብራህቱ: ህዝብታት ኣብ ምቅርራብን ስደተኛታት ምስ ማሕበረሰብ ኣብ ምውህሃድን

ኣቶ ሓድሽ መብራህቱ: ህዝብታት ኣብ ምቅርራብን ስደተኛታት ምስ ማሕበረሰብ ኣብ ምውህሃድን
please wait

No media source currently available

0:00 0:25:54 0:00

ኣቶ ሓድሽ መብራህቱ: ህዝብታት ኣብ ምቅርራብን ስደተኛታት ምስ ማሕበረሰብ ኣብ ምውህሃድን

ህዝብታት ኣብ ምቅርራብን ስደተኛታት ምስቲ ዘተኣናግዶም ዘሎ ማሕበረሰብን ሃገርን ንኽወሃሃዱ ኣብ ምሕጋዝ ዝነጥፍን በዚ ንዓመታት ዝገበሮ ኣበርክቶ ኸኣ ናይታ ሃገር ናይ ክብሪ ሽልማት ዝረኸበ ኤርትራዊ ሆላንዳዊ ኣቶ ሓድሽ መብራህቱ ንሎሚ ጋሻ መደብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ ጌርና ኣዘራሪብናዮ ኣለና። ንዝረኸቦ ኣፍልጦን ካልእ ዝነጥፈሉ ስራሓትን ኣመልኪትና'ውን ኣዕሊልና ኣሎና.፡ ንምክትታል መላግቦ ሰዓቡ።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG