ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ብመዳይ ጥዕና ስነ-ኣእምሮን ስምዒትን ኣብ ሕብረተሰብ ለውጢ ከምጽኡ ዝሰርሑ ሰብ-ሞያ

ብመዳይ ጥዕና ስነ-ኣእምሮን ስምዒትን ኣብ ሕብረተሰብ ለውጢ ከምጽኡ ዝሰርሑ ሰብ-ሞያ
please wait

No media source currently available

0:00 0:35:39 0:00

ብመዳይ ጥዕና ስነ-ኣእምሮን ስምዒትን ኣብ ሕብረተሰብ ለውጢ ከምጽኡ ዝሰርሑ ሰብ-ሞያ

በዓልሞያ ስነ-ኣእምሮ ሳምሶን ምስግና ካብ ስያትል ኣመሪካን ፥

በዓልቲ ሞያ መስተንግዶን ኣዳላዊት "ደቂ ሹቐይ" ዝብል ማሕበራዊ ገጽ ኪኪ ፍራይና ካብ ስዊዘርላንድ ነቲ ብዙሕ ዘይዝረበሉ ጥዕና ስነ-ኣእምሮን ብዝምልከት ኣፍልጦ ሕብረተሰብ ዝሰርሑ ዘለው እዮም።

ሳምሶን ምስግና፥ ካብ ገዛእ-ርእሱ ተበጊሱ ኣብቲ ሞያ ክነጥፍ ከም ዝጀመረ ብምግላጽ፥ ኣብ ማሕበራዊ ናብራ ዘጋጥም ሓጎጽጎጽ፥ ኣቐዲምካ ተዳሊኻ ካብ ዘይምጽናሕ ዝብገስ ምዃኑ ይመክር።

ኪኪ ፍራይና ብወገና፡ ነዞም ጽምዋን ገለልተኝነትን ዝስምዖም ስደተኛታት፡ ምሁራትን ክኢላታትን እናምጻእካ ምስኦም ከም ዝዋስኡን ከም ዝዛረቡን ምግባር ዓቢይ ውጽኢት ከምዝረኸበትሉ ትገልጽ።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG