ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዕላል ምስ ተሸላሚ ዝለዓለ ሞያዊ ኣገልግሎት ዶ/ር መኮነን ሓጎስ

ዕላል ምስ ተሸላሚ ዝለዓለ ሞያዊ ኣገልግሎት ዶ/ር መኮነን ሓጎስ
please wait

No media source currently available

0:00 0:06:07 0:00

ዕላል ምስ ተሸላሚ ዝለዓለ ሞያዊ ኣገልግሎት ዶ/ር መኮነን ሓጎስ

ኣብ ቀረባ እዋን ብሚንስትር ጥዕና ኢትዮጵያ 'ናይ ህይወት ዘመን ዝለዓለ ሞያዊ ኣገልግሎት" ብዝብል ሽልማት ዶክተር መኮነን ሓጎስ ንመደብ ጥዕና ተሞክሮ ህይወቶም ኣካፊሎም ኣለው።

ን38 ዓመታት ኣብ ሕክምና ዝሰርሑ ዶክተር መኮነን ኣብዚ ሕጂ እዋን ኣብ ዩኒቨርሲቲ መቐለ ይሰርሑ ኣለዉ።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG