ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሲቪል ማሕበራት ጋና ንኵናት ጸረ-ብልሽውና ይጽንበሩ


ሲቪል ማሕበራት ጋና ንኵናት ጸረ-ብልሽውና ይጽንበሩ
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:55 0:00

ሲቪል ማሕበራት ጋና ንኵናት ጸረ-ብልሽውና ይጽንበሩ

ብመሰረት ትራንስፓረንሲ ኢንተርናሽናል ዝሓለፈ ዓመት ዝዘርገሖ ሪፖርት፣ መብዛሕተአን ሃገራት ኣፍሪቃ ብሰንኪ ብልሽውና ምዕባለአን ደው ኢሉ ወይከአ ፈሺሉ’ዩ። ብልሽውና፣ ንጋና ወሲኽካ ኣብ ብዙሓት ሃገራት ኣፍሪቃ ዝረኣይ ጸገም ኮይኑ ኣሎ። ሎሚ ግና፣ ሲቪካዊ ማሕበራት ከይተረፉ ኣብ ኵናት ጸረ-ብልሽውና ይጽምበሩ ኣለው።

ጋናዊያን ጋዜጠኛታት፣ ዝቕጽል መርመራዊ ስራሓቶም ክዋፈሩ ይዳለው። እዞም ጋዜጠኛታት፣ ነቲ ኣብ ሃገራት ምዕራብ ኣፍሪቃ ብዝነጥፋ መሓውራት ዜና ኣብ ከተማ ኣክራ ቤት ጽሕፈቱ ዝደኮነ፣ ንመኽሰብ ዘይቆመን፣ ንተበግሶ ህዝቢን ተሓታትነትን ዝነጥፍ ‘ራብዓይ መንግስቲ’ ኢሎም ዝጽውዕዎ ትካል ይሰርሑ።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG