ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኢትዮጵያ ኣብ መንጎ ምኽፋልን ዘይምኽፋልን ወለድ ልቓሕ


ኢትዮጵያ ኣብ መንጎ ምኽፋልን ዘይምኽፋልን ወለድ ልቓሕ
please wait

No media source currently available

0:00 0:05:24 0:00

ኢትዮጵያ ኣብ መንጎ ምኽፋልን ዘይምኽፋልን ወለድ ልቓሕ

መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብቲ ዝሓለፈ ሰሙን ክኸፍሎ ዝነበሮ፡ ወለድ ልቓሕ ዩሮ ቦንድ ዘይከፈለሉ ምኽንያት ንኹሎም ኣለቃሕቱ ብማዕረ ንምትእንጋድ ከምዝኾነ ሚኒስተር ገንዘብ እታ ሃገር ኣፍሊጡ። ኢትዮጵያ ቅድሚ ትሸዓተ ዓመታት ኣብ ዕዳጋ ዓለም ቦንድ ብምሻጥ፡ ናይ ዝተለቀሐቶ 1 ቢሊዮን ዶላር ወለዱ ኣብቲ ዝሓለፈ ሰሙን ክትከፍል እኳ እንተነበራ፡ ንኻልኦት ኣለቃሕቲ እውን ብማዕረ ክርኢ ኣለኒ ብምባል ኣይከፈለትን።

ንሰብ-ሞያ ብምዝርራብ ብዛዕባ ዝቕጽል ተኽእሎታት ዘዳለዎ መደብ ኣብዚ ምክትታል ይክኣል።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG