ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ምልቃቕ እሱራት ዳንግላ -- ብኣንደበት በበይኖም ኣካላት


ምልቃቕ እሱራት ዳንግላ -- ብኣንደበት በበይኖም ኣካላት
please wait

No media source currently available

0:00 0:07:55 0:00

ምልቃቕ እሱራት ዳንግላ -- ብኣንደበት በበይኖም ኣካላት

ዝሓለፈ ሰሙን፡ ዕጡቕ ጕጅለ ፋኖ: ብዝገበሮ ስርሒት፡ ኣብ ዳንግላ ተኣሲሮም ዝነበሩ ክሳብ 500 ዝዀኑ እሱራት ኣፍቲሑ ኣሎ። ካብ መንጎኦም፡ ኣብ እዋን ኲናት ክልል ትግራይ ብ”ክድዓት ሃገር” ዝብል ክሲ ካብ 18 ዓመታት ክሳብ ንሕልፈት ዝተፈርዱ ተወላዶ ትግራይ ዝዀኑ 18 ወታሃደራዊ መኮንናት ይርከቡዎም። ካብቶም ኣብቲ ስርሒት ዝተለቐቑ መኮንናት፡ ነቲ ስርሒት ዝፈጸሙ ጕጅለ ፋኖ፡ በዓል-መዚ ክልል ኣምሓራን ነቶም ወታሃደራውያን መኮነንት ንምፍታሖም ምስ ዝጣበቕ ጕጅለ ሰብ-ሞያ ሕጊን ብምዝርራብ ዝተዳለወ መደብ ኣብዚ ምክትታል ይክኣል።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG