ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ስነ-ጥበብ ንሰላም፡ ስግር-ዶባት


ስነ-ጥበብ ንሰላም፡ ስግር-ዶባት
please wait

No media source currently available

0:00 0:25:24 0:00

ስነ-ጥበብ ንሰላም፡ ስግር-ዶባት

ድምጻዊ ሮቤል ሚካኤልን ገጣሚ ውቅያኖስ ጕዕሽን ኣብ ሞያ ስነ-ጥበብ ዝተሓባበሩ መላፍንቲ’ዮም። እቲ ዝምድና ግን ኣብ ስነ-ጥበብ ጥራይ ኣይተሓጽረን። ኣብ እዋን ኲናት ትግራይ፡ ሮቤል ዝርከቦም ካልኦት ኤርትራውያን ስነ-ጥበበኛታት ንስድራቤት ውቅያኖስ ክሕግዙን ደሃይ ክገብሩን ከይተሓለሉ ይሰርሑ ነይሮም። ኣብ እዋኑ ዝነበረ ምትሕብባሮምን ሓድሕዳዊ ርክቦምን ኣመልኪትና እምበኣር ካብ መቐለን ኣመሪካን ኣዘራሪብናዮም ኣሎና።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG