ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ጋሻ መደብ ኤርትራዊያን ኣብ ኣሜሪካ - ኣቶ ጀሚል ኣማን( 1ይ ክፋል)


ኣቶ ጀሚል ኣማን
ኣቶ ጀሚል ኣማን

ኣቶ ጀሚል ኣማን ምስ ጓሎም ሰብሪና አማን ብምኳን ናብ ሱዳን ብምኻድ ንኤርትራዊያን ስደተኛታት አብ ሱዳን ናይ ሕክምና መሳርሒታት ሓገዝ አበርኪቶም።

ኣቶ ጀሚል ኣማን ኣባል ኤርትራዊ መድረኽ ንለውጢ ኾይኖም ኣብ ኣሜሪካ ክፍለ-ግዝኣት ቨርጂንያ ይነብሩ።

ዕላማ መገሽኦምን ናብ ሱዳንን መበገሲ ምክንያት'ዚ ሓገዝን ብዝምልከት ምስ መደብ ኤርትራዊያን ኣብ ኣሜሪካ ድምጺ ኣሜሪካ ክፍሊ ትግርኛ ቃለ-መጠይቕ ኣካይዶም።

ቀዳማይ ክፋል'ቲ ቃለ-መጠይቕ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ጋሻ መደብ ኤርትራዊያን ኣብ ኣሜሪካ - ኣቶ ጀሚል ኣማን( 1ይ ክፋል)
please wait

No media source currently available

0:00 0:08:09 0:00

XS
SM
MD
LG