ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ፎርቱና ገብረስላሴ ጉዕዞ ኣብ መፍረ ፊልም ሆሊይውድ


ፎርቱና ገብረስላሴ ጉዕዞ ኣብ መፍረ ፊልም ሆሊይውድ
please wait

No media source currently available

0:00 0:15:11 0:00

ፎርቱና ገብረስላሴ ጉዕዞ ኣብ መፍረ ፊልም ሆሊይውድ

ኣብ ኢንዳስትሪ ፊልም ሆሊይውድ ተሳትፎኣ ተእዝዝ ዘላን ኣብ ልዕሊ 10 ዝተፈላለዩ ተኸታተልቲ ተዋስኦታት ቴሌቪዥን ዝተዋሰኣት ፉርቱና ገብረስላሴ ናብዚ ሞያ ክትኣትውን ኣብዚ ሕጂ በጺሓትሉ ዘላ ደረጃ ንኽትበፅሕ ንሳን ስድራቤታን ዝሓለፍዎ ብድሆታት ትገልጽ።

ወላዲታ ወ/ሮ ኣበባ ዘርኣብሩክ ፈለማ ብዛዕባ እቲ ክትመሃሮ ትመርፆ ዘላ ሞያ ብዙሕ ኣፍልጦ ስለ ዘይነበረና ብፍላይ ወላዲ ኣቡኣ ብኻልእ ሞያ በርቲዓ ክትመሃርን ፈለማ ኣብ ዝነበረቶ ዩንቨርስቲ ዋሽንግተን ኣብ ጥዕና ስነኣእምሮ ወይድማ ሳይኮሎጂ ክትመሃር ድልየቶም ብምንባሩ ይድግፍዎ ዘይምንባሮምን ምስኡ ተተሓሒዙ ድማ ዘይምስምማዓት ከምዝነበረን ብናይ ባዕላ ፃዕሪ ተዓዊታ ብውፅኢት ከምዘእመነቶም ይዛረባ።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG