ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቃለ መሕትት ምስ ዕዉት ኤክስፖ ኣቭየሽን ኢትዮጵያ


ኣብ ቀረባ እዋን ንመላእ ሃገር ዝሓቘፈ ምርኢትን ውድድርን ኣብየሽን ኢትዮጵያ ተኻዪዱ ነይሩ። ኣብቲ ልዕሊ 90 መሃዝቲ ዝተሳተፉሉ ኣጋጣሚ፡ ኣብቲ ውድድር ቀዳማይ ዝወጽአ ዕበ ለገስ ደብረጽዮን፡ ብዝሰርሓ ሄሊኮፕተር’ዩ ተዓዋቲ ኰይኑ። እዚ ኪንዮ ዓስራይ ክፍሊ ንምኻድ’ውን ኣጋጣሚ ዘይረኸበ መንእሰይ ከመይ ኣቢሉ’ዩ ናብዚ ደረጃ በጺሑ? ንዕዉትን ካልኦት ፈለጠቱን ኣኣዘራሪብናዮም ኣለና።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG