ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ፖለቲካዊ ተንተንቲ ንመበል 12 ጉባኤ ህውሓት ይግምግሙ (1ይ ኽፋል)


TPLF
TPLF

ሰይፈ ሃይሉ ኣብ ዩንቨርስቲ መቐለ ክፍሊ ፖለቲካዊ ሳይንስን ስትራተጂዊ መፅናዕትን ተሓባባሪ ፕሮፌሰር ገብረመድህን ገብረሚካኤል እውን ኣብ ዩኒቨርስቲ መቐለ መምህር ፖለቲካዊ ሳይንስን ስትራተጂያዊ መፅናዕትን እዮም።

ክልቲኦም መናእሰይ ምሁራት ንኩነታት ውድብ ህውሓት ኣብ መርበብ ሓበሬታን ማሕበራዊ መራኸቢታትን ትንታነ ይህቡ።ንጉባኤ ህውሓት ምስ ዝተልዓሉ ኣጀንዳታትን ህልውፂ ፀገማትን ንጉባኤ ህውሓት ገምጊሞምልና ኣለው።ዝርዝሪ ይስምዑ።

please wait

No media source currently available

0:00 0:14:16 0:00

XS
SM
MD
LG