ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ትንታነ -- ተኽእሎታት ግጭት ቀርኒ ኣፍሪቃ ከመይ ይመስል?


ትንታነ -- ተኽእሎታት ግጭት ቀርኒ ኣፍሪቃ ከመይ ይመስል?
please wait

No media source currently available

0:00 0:09:35 0:00

ነቲ ስምምዕ መዘከር ዝደረኸ በበይኑ ምኽንያታት ምዃኑ ዝገልጽ መምህር ህዝባዊ ፖሊሲ ኣብ ዩኒቨርስቲ መሪላንድ ኮለጅ ፓርክን ላዕለዋይ ተመራማሪ ኣብ ማእከል ኣህጉራዊ ፖሊሲታን ጸጥታን ናይቲ ዩኒቨርስቲ ዝዀነ ተሓባባሪ ፕሮፈሰር ሚኪኤል ወልደማርያም፡ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ካብ ፈለማ ናብ ስልጣን ካብ ዝመጽኣሉ ኣትሒዙ፡ ብዛዕባ ተኽእሎታት ኣፍደገ ባሕሪ ልዑል ተገዳስነትን ሕልሚን ከም ዝጸንሖ ይገልጽ።

XS
SM
MD
LG