ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ህዝባዊ ኣገልግሎታት ዝወሃበሉ ህንጻታት ዘመልክት መተግበሪ


ህዝባዊ ኣገልግሎታት ዝወሃበሉ ህንጻታት ዘመልክት መተግበሪ
please wait

No media source currently available

0:00 0:04:18 0:00

ህዝባዊ ኣገልግሎታት ዝወሃበሉ ህንጻታት ዘመልክት መተግበሪ

ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከብ፡ “መልፋን ቴክ” ዝበሃል ናይ ቴክኖሎጂ ኩባንያ፡ “ሞል ኢን ኣዲስ” ኢሉ ዝፀወዖ ሓዱሽ መተግበሪ ወይ ድማ ኣፕ ብምምዕባል ኣብ ኣገልግሎት ኣውዒሉ ኣሎ። እቲ ብኢትዮጵያውያን መናእሰይ ከም ዝማዕበለ ዝተገለፀ መተግበሪ፡ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝርከቡ ዓበይቲ ህንፃታትን፣ ዝህቡዎም ኣገልግሎታትን፣ ብዝርዝር ከምዘርኢ ዋና ኣካያዲ ስራሕ እቲ ኩባንያ መልካሙ ምትኩ ይገልፅ።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG