ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ፉኣድ ኣላሚንን ሸዊት መዝገቦን ብሓንሳብ የዕልሉ


ሸዊትን ፉኣድን
ሸዊትን ፉኣድን

ክልቲኦም ስነ-ጥበባውያን ብሓንሳብ ክንሰርሕ ኢና ይብሉ

ፉኣድ ኣላሚን ኣብ ኤርትራ፡ ከም ኣብ `ንእሽቶ ሓወይ ክንዲ ሓሙተይ`፡ ትማሊ` ፡ `መን ዲና ንሕና` ዝብላን ፊልምታት ብምውሳእ ይፍለጥ።

ሸዊት መዝገቦ ድማ ኣብ ኢትዮጵያ ትፍለጥ ዘላ ድምጻዊት ኢያ። ክልቲኦም ስነ-ጥበባውያን ብሓንሳብ ክንሰርሕ ኢና ይብሉ።

ምስ ግርማይ ገብሩ ዝገበርዎ ዕላል ኣብ`ዚ ምስማዕ ይክኣል፡

please wait

No media source currently available

0:00 0:13:23 0:00

XS
SM
MD
LG