ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

አብ ኢትዮጵያ ሓገዝ እኽሊ ብህጹጽ ዘድልዮም ኢትዮጵያዊያን ቁጽሮም ካብ ዝተገመቶ ንላዕሊ ከምዝወሰኸ ተገሊጹ

FILE - In this photo provided by the British charity Oxfam, a young boy is seen herding cattle in drought-hit Moyale, Ethiopia, on Feb. 15, 2006.
FILE - In this photo provided by the British charity Oxfam, a young boy is seen herding cattle in drought-hit Moyale, Ethiopia, on Feb. 15, 2006.

ሓገዝ እኽሊ ብሕጹጽ ዘድልዮም ኢትዮጵያዊያን ቁጽሮም ካብ ዝተገመቶ ንላዕሊ ከምዝወሰኸ አብ ኢትዮጵያ አተሓባብሪ ሰብአዊ ጉዳያት ሕቡራት ሃገራት አፍሊጡ። መንግስቲ ኢትዮጵያ’ውን ሓገዝ ለገስቲ ከምዘድልዮ ገሊጹ’ሎ ነቲ ኩነታት ንምግምጋም ስሉጥ ዳሕሰስቲ ጉጅለታት ከምዝተመስረቱ ሓቢሩ’ሎ።

አብቲ ዳሕሳስ ዝተሓቆፉ ገለ ክፍልታት ክልላት አፋር፡ አምሓራ፡ኦሮምያ፡ ደቡብ ብሄር ብሄረሰባት፡ክልል ሶማሌ፡ ደቡብን ደቡባዊ ምብራቅ ክሊ ትግራይን ምዃኑ ተፈሊጡ’ሎ።

ምሉእ ትሕዝትኡ ኣብ`ዚ ምስማዕ ይክኣል።

XS
SM
MD
LG