ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ያሊ

ናይ ፕረዝደንት ባራክ ኦባማ ተበግሶ መራሕቲ ኣፍሪቃ (ያሊ) ፕሮግራም ንመንእሰያት ናይ ትምህርቲ፡ ናይ ሞያን ምሕደራን ስልጠና ዝህብን ፡ ብመርበብ ናይ ምርኻብ ኣቅምና ሓይሊ ክሕልዎም ዝገብር ፕሮግራም'ዩ። ዋና ዕላማ'ቲ ፕሮግራም ብ' ማንዴላ ዋሽንግቶን ፌሎሺፕ' ንዝተመርጹ ካብ ትሕተ ሰሃራ ሃገራት ንዝተዋጽኡ 500 ፍሉይ ክእለት ዘለዎም መንእሰያት ናብ ሃገሮም ተመሊሶም ኣብ ሃገሮም ናይ ሞያ ምዕባለ ክሳተፉን ክእለቶምን ዓቕሞምን ከበርኽቱ ኣብ ናይ ኣሜሪካ ዝለዓለ ናይ ትምህርቲ ትካላት ክሳተፉ ዕድል ዝህብ ፕሮግራም'ዩ።

XS
SM
MD
LG