ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ውዕሎ ካልኣይ ማዕልቲ ፕሬዝዳንታዊ ኣኼባ መናእሰይ መራሕቲ ኣፍሪካ


Shugaban Amurka Barack Obama da YALI, Washington, D.C. ga 28 Yuli 2014.
Shugaban Amurka Barack Obama da YALI, Washington, D.C. ga 28 Yuli 2014.

ማንዴላ ዋሽንግተን ፌለውሺፕ ንመንእሰያት መራሕቲ ኣፍሪካ ብዝብል ዝተሰየመን ፕሬዝዳንት ባራክ ኦባማ፣ምንስቴር ወፃኢ ጆን ኬሪን ካልኦት ኣባላት ኮንግረስን መድረኽ ሕቶን መልስን ዘካይድሉ ሊሚ’ውን ንኻልኣይ ማዕልቱ ቀፂ’ሎ።

ናይ ዩናይትድ ስቴትስ ፕሬዝዳንት ባራክ ኦባማ መፃኢ ምርግጋእ ዓለም ኣብ ብልፅግናን ዓርሰ ሙርከሳን ሃገራት ኣፍሪካ እዩ ዝምስረት ኢሎም።ፕሬዝዳንት ኦባማ ነዚ ሪኢቶ እዚ ዝሃቡ ትማሊ ሰኒ ኣብዚ ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ ኣብ ዝተኸፈተን 500 መራሕቲ መናእሰይ ኣፍሪካዊያን ኣብዝተሳተፍሉን ኮንፈረንስ እዩ።እቶም ኣፍሪካዊያን መናእሰይ መራሕቲ ኣብ ሙሉእ ዩናይትድ ስቴትስ ኣብዝርከቡ 20 ትካላት ናይ ሽዱሽተ ሰሙናት ትምህርታዊ መፅናዕቲ ኣክየዶም ኣለው።ዝርዝሩ የድምፁ።

please wait

No media source currently available

0:00 0:12:56 0:00
መራገፊ

XS
SM
MD
LG