ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሕጹያት ተወዳደርቲ ፓርቲ ዲሞክራት ኣብ ዊስኮንሲን ብርቱዕ ክትዕ ኣካይዶም


ሕጹያት ተወዳዳርቲ ፓርቲ ዲሞክራቲክ ኣሜሪካ ድጋፍ ወሃብቲ ድምጺ ብፍላይ ድማ ማእከላይ ኣታዊ ዘለዎም ኣሜሪካዊያን ንምርካብ ከቢድ ጻዕርታት የካይዱ’ለው።

ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኣሜሪካ ነበር ሂላሪ ክሊንተንን ሰነተር በርኒ ሳንደርስን ክልቲኦም ሕጹያት ተወዳዳርቲ ፓርቲ ዲሞክራቲክ ትማሊ ምሸት ካልእ ክትዕ ኣብ ሚዋኪ-ዊስኮንሲን ኣካይዶም። ጉዳይ ዘርኢ ድማ ዋና መካትዒ ኣርእስቲ’ዩ ኔሩ።

ኣብዚ ጉዳይ ሚስ ሂላሪ ክሊንተን ከምዚ ኢለን ኣለዋ።

‘እዚ ከምዚ ዓይነት ነቐፌታ ኣብ ልዕሊ ፕረዝደንት ኦባማ ካብ ሕጹይ ተወዳዳሪ ፓርቲ ዲሞክራት ካብ ሓደ ንፕረዝደንት ኦባማ ክትክእ ዝወዳደር ዘሎ ተወካሊ ፓርቲ ዲሞክራት ኣይጽበይን’የ።’

ሰነተር ሳንደርስ ብወገኖም ክብርቲ ጸሓፊት ሓዴና እኮ ኣንጻር ፕረዝደንት ኦባማ ኣብ ሓደ እዋን ተወዳዲርና ኔራ ክብሉ መልሲ ሂቦም።

ምሉእ ትሕዝቶ ጸብጻብ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ሕጹያት ተወዳደርቲ ፓርቲ ዲሞክራት ኣብ ዊስኮንሲን ብርቱዕ ክትዕ ኣካይዶም
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:25 0:00

XS
SM
MD
LG