ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ናይ ኮምፒተር ስለያ መዘራረቢ ዛዕባ መደብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ 1ይ ኽፋል


spyware
spyware

ኣብዚ ዘለናዮ ዘመነ ቴክኖሎጂ መንግስታት፣ትካላት ወይ ድማ ናይ ኮምፒተር ተኸታተልትን ሰርቕትን/Hackers/ ናይ ስለያ ሶፍትዌር ብምጥቃም ካብ ዝደልዩዎም ሰባት ወይ ድማ ትካላት ሓበሬታ ይረኽቡ ወይ ይስልዩ።

ክኢላታት ኮምፒተርን ሶፍትዌርን ዝኾኑ ኣቶ ጌታቸው ገብረፃዲቕ ካብ ቨርጂንያ ኣቶ ሰመረ ታእዛዝ ድማ ካብ ራይለ ኖርዝ ካሮላይና ብዛዕባ እዝን ተዛመድትን ጉዳያት መብርሂ ሂቦምና ኣለው።ኣብዚ ይስምዑ።

please wait

No media source currently available

0:00 0:10:44 0:00

XS
SM
MD
LG