ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ፕረዝደንትታት ኬንያ፡ናይጀርያን ሶማል ብሓባር ንዝኽሪ ወታሃደራት ኬንያ ዕንባባ ኣብ መቓብሮም ኣንቢሮም

ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ሶማል ብዘጋጠመ መጥቓዕቲ ግብረ-ሽበራ ንዝሞቱ ወታሃደራት ኬንያ ዝክሪ ፕረዝደንት ኬንያ ኡሁሩ ኬንያታ፡ ፕረዝደንት ናይጀርያ መሃመዱ ቡሃሪን ፕረዝደንት ሶማል ሃሰን ሸክ መሓሙድ ዕንባባ አብ መቓብር እቶም ወታሃደራት ኣንቢሮም።

ተወሳኺ ጽዓን

XS
SM
MD
LG