ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ፕሬዝዳንት ሳልቫ ኪር ስምምዕ ሰላም ፈሪሞም


APTOPIX South Sudan Peace Agreement
APTOPIX South Sudan Peace Agreement

ናይ ደቡብ ሱዳን ፕሬዝዳንት ሳልቫ ኪር ድሕሪ ናይ 20 ኣዋርሕ ውግእን ናይ 19 ኣዋርሕ ፃዕርታት ልዝብ ሰላምን ብኢጋድ-ፕልሳ ንዝቐረበ ስምምዕ ሰላም ሎማዕንቲ ረቡዕ ኣብ ዋና ከተማ ጁባ ፈሪሞምሉ።

ፕሬዝዳንት ሳልቫ ኪር ኣብ ዋና ከተማ ጁባ ንዝተኣከቡ መራሕቲ ኣብ ሰዝምዕዎ መደረ ኣብ ገሊኡ ኣካል እቲ ስምምዕ ሰላም ከቢድ ተኣቅቦ ኣለኒ ኢሎም።ሎማዕንቲ ዘይፍርምሉ ኽፍል እቲ ስምምዕ ሰላም ክህሊ ከምዝኽእል እውን እዮም ምልክት ዝሃቡ።ሂቦም።

መራሒ ተቓዋሚ ሪያክ ማቻርን ፖለቲካዊ እሱር ዝነበሩ ፓጋን ኣሙምን ነቲ ስምምዕ ቅድም ክብል ኣብ ኣዲስ ኣበባ ፈሪሞምሉ እዮም።ካሮል ቫን ዝለኣኸቶ ፀብፃብ ገብረ ገብረመድህን ከቕርቦ እዩ።

ኣብቲ ስነርዓት መራሕቲ ኢትዮጵያ፣ኬንያ፣ሱዳንን ኡጋንዳን መደረ ኣስሚዖም ኣለው።ዝርዝሩ ይስምዑ።

please wait

No media source currently available

0:00 0:03:07 0:00

XS
SM
MD
LG