ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣል-ሸባብ ንሳዶ ዓሊ ዋርሳሜ ቀንፂሉ


ሳዶ ዓሊ ዋርሳሜ
ሳዶ ዓሊ ዋርሳሜ

ኣል-ሸባብ ኣብ‘ዚ ሰሙን‘ዚ ንኣባል ፓርላማን ህብብቲ ስነ-ጥበባዊትን ሳዶ ዓሊ ዋርሳሜ ብጥይት ከምዝቀንፀላ ዝዝከር‘ዩ።

እታ ቅድሚ ክልተ ዓመት ካብ ምኒሶታ ኣሜሪካ ናብ ሶማልያ ዝተመለሰት ሶማልያ ኣሜሪካዊት ሳዶ ዓሊ ዋርሳሜ፣ብፍቅርን ሃገራዊ ስምዒትን ዝተላዕጠጡ ደርፍታታ እናተጠቀመት ንመራሕቲ ነበር ሶማልያ ዝነቀፈት ምኳና ይዝረበላ።

ኣል-ሸባብ ኣባል እቲ ‘ከሓዲ‘ ኢሉ ዝገልፆ ፓርላማ ስለዝኾነት‘የ ቀንፂለያ ኢሉ ሓላፍነት ተሰኪሙ‘ሎ።

ንሙሉእ ሪፖርት ኣዳምጹ
please wait

No media source currently available

0:00 0:04:50 0:00
መራገፊ

XS
SM
MD
LG