ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ርእሰ ሊቃነ-ጳጳሳት ፍራንሰስ ኬንያ ኣትዮም


ርእሰ ሊቃነ-ጳጳስ ካቶሊካዊት ቤተ-ክርስትያን ሮማ ጳጳስ ፍራንሲስ ናይ ኣፍሪቃ መገሽኦም ኣብ ኬንያ ጀሚሮም። ዝቅጽል መገሽኦም ኡጋንዳን ሪፐብሊክ ማእከላይ ኣፍሪቃን ክኾና’የን።

ንሶም ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ጆሞ ኬንያታ ኣብ ዝበጽሑሉ እዋን፣ ላዕለዎት ሰበ-ስልጣን ኬንያን ሰዓብቲ ካቶሊካዊት ቤተክርስትያንል ተቀቢሎሞም።

ርእሰ ሊቃነ-ጳጳስ ፍራንሰ ምስ ፕረዚደንት’ታ ሃገር ክዘራረቡ'ውን መደብ ኣለዎም።

ተሓለቕቲ ሰብዓዊ መሰላት እቶም ርእሰ ሊቃነ ጳጳስ ኣብዚ ዑደቶም ፖለቲካዊ መሰል ሰባት ክክበር፡ ሃይማኖታዊ ምኽእአልን መሰላት ውሁዳን ክኽበር ዝብሉ ዛዕባታት ክጸቕጥሉ ተስፋ ጌይሮም አለዉ።

XS
SM
MD
LG