ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሚሸል ኦባማ ንመራሕቲ መናእሰይ ኣፍሪቃ መደረ ኣስሚዔን


ሚሸል ኦባማ ንመንእሰያት ኣፍሪቃ ክዛረባ ከለዋ
ሚሸል ኦባማ ንመንእሰያት ኣፍሪቃ ክዛረባ ከለዋ

ሚሸል ኦባማ ንመንእሰያት ኣፍሪቃ ክዛረባ ከለዋ
ሚሸል ኦባማ ንመንእሰያት ኣፍሪቃ ክዛረባ ከለዋ

’መፃኢ ዕድል ኣህጉርኩም ኣብ ኢድኩም‘ዩ ዘሎ’ ኢለን ቀዳማዊት እመቤት ኣሜሪካ ሚሸል ኦባማ።

ፕረዚደንት ኦባማ ምስ መናእሰይ ኣፍሪቃ

ንሰን ነዚ ቃል ዘስማዓ ኣብ‘ቲ ሎሚ ዝተዛዘመ ዋዕላ መንእሰያት ኣፍሪቃ ኮይኑ፣መፃኢ ኩነታት ኣፍሪቃ ኣብ ምቅያር እቶም መናእሰይ ወሰንቲ ኢኹም ነዚ‘ውን ክትገብርዎ ንደሊ ኢና ኢለን።

መናእሰይ መራሕቲ ኣፍሪቃ
መናእሰይ መራሕቲ ኣፍሪቃ

XS
SM
MD
LG