ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ከተማ ፈርግሰንን ዘንፀላለዋ ዘርኣዊ ምስሕሓብን


ኣቶ ተመስገን ተካ
ኣቶ ተመስገን ተካ

ኣብ ሴይንት ሉይስ ሚዙሪ ኣሜሪካ ዘጓነፈ ግጭትን ውጥረትን ኣኽበርቲ ሕጊን ነባራይ ከተማ ፈርግሰንን፣ታሪኻዊ ድሕረ ባይታ ዝፀንሖን ገና ዘይተፈትሐ ፀገምን ኮይኑ‘ሎ ይብል ኣቶ ተመስገን ተካ።

ኣብ ጉዳያት ኢምግረሽን ጠበቃን ኣማኻሪ ሕጊን ዝኾነ ኣቶ ተመስገን ተካ፣ እዚ ዘርኣዊ መንቀሊ ዘለዎ ግጭታታት ምስሕሓብን ነባራይ ፍታሕ ንክረክብ ብዝካኣል ኣገባብ ይስራሕ የለን ይብል።

ፕረዚደንት በራክ ኦባማ ከም‘ቲ መራሕቲ ኣፍሪቃ-ኣሜሪካውያን ዝብልዎ፣ማዕረ‘ቲ ትፅቢት ዝተገብረሎም ኣይሰርሑን ዘለው‘ውን ባሃላይ‘ዩ ኣቶ ተመስገን።

ስነ-ስርዓት ቀብሪ‘ቲ ብፃዕዳ ፖሊስ ዝተቀትለ ፀሊም መንእሰይ ማይክል ብራውን ሶኒ ክፍፀም‘ዩ።

ነቲ ቃለ-ምልልስ ኣዳምጹ
please wait

No media source currently available

0:00 0:11:03 0:00
መራገፊ

XS
SM
MD
LG