ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቃለ-መጠይቕ ምስ ስደተኛታት ኣውሮጳ


ንህልው ቅልውላው ፍልሰተኛታትን ስደተኛታት አብ አውሮጳ ብዝምልከት ነበርቲ ኣውሮጳ ዝኾኑ ስደተኛታት ነቲ ኩነታት ብከምዚ ዝስዕብ ይገልጹ።

አቶ ሰለሞን አሰፋን አቶ ጳውሎስ ያዕቆብን ክልቲኦም ነበርቲ ጀርመን ኾይኖም ብዛዕባ ዝነበረን ዘሎን ኩነታት ስደተኛታት ፍልሰተኛታትን አብ ኣውሮጳ ብጠቅላላ ብፍላይ ድማ ድሕሪ መጥቓዕቲ ፓሪስ ዘሎ ኩነታት ርእይቶም ሂቦም'ለው።

ምሉእ ትሕዝቶ ቃለ-መጠይቕ አብዚ ምስማዕ ይኸአል።

ቃለ-መጠይቕ ምስ ስደተኛታት ኣውሮጳ
please wait

No media source currently available

0:00 0:12:50 0:00

XS
SM
MD
LG