ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሓድሽ መንግስቲ ንፀገማት ኢትዮጵያ ዝፈትሕ ኣይኮነን ኢሉ ተቓዋሚ መድረኽ


Ethiopia
Ethiopia

ኢህወዴግ ዘጣየሾ ውልቀ መላኺ መንግስቲ ንናይ ኢትዮጵያ መሰረታዊ ፀገማት ፍታሕ ዝህብ ኣይኮነን ኢሉ ተቓዋሚ ናይ ኢትዮጵያ ፌደራላዊ ዴሞክራሲያዊ ሓድነት ፓርቲ።ንከይዲ ምርጫ 2007 / ዝነቐፉ መራሕቲ መድረኽ ዘይሕጋዊ ፍፃመ ኮለል እናበለ ኣብ ምስረታ መንግስቲ በፂሑ ኢሎም።ብተኣሳሰረ ዜና ኣብ ዝመፅእ ቀዳመ-ሰንበት ብቀዳማይ ምንስቴር ዝምራሕ ኣኼባ መደብ ዕብየትን ትራንስፎርመሽን ክሳተፉ ዝተጋበዙ ዝተፈላለዩ ተቓወምቲ ፓርትታት ከምዘይሳተፉ እናገለፁ እዮም።

ኣቦ መንበር መድረክ ፕሮፌሰር በየነ ጴጥሮስ ካብ ሕጊ ወፃኢ ዝተኻየደ ምርጫ ኣብ ምስረታ መንግስቲ በፂሑ’ሎ ምስ በሉ ብምቕፃል ‘’ስራሕን ብዓል ሙያን ክራኸቡ ኣይረኣናን።ናይ ፖለቲካ ሹመት ጥራሕ እዩ።እቲ ናይ ፖለቲካ ሹመት እውን ምቅይያር ቦታ እዩ’’ኢሎም። ዝርዝሩ ይስምዑ።

please wait

No media source currently available

0:00 0:03:45 0:00

XS
SM
MD
LG