ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቀ/ሚ ሃይለማርያም ደሳለኝ፣ኢቮላ ኣቃልቦ መንግስቶም ረኺቡ‘ሎ ኢሎም


Parliament
Parliament

ኣብ ኢትዮዽያ ብዛዕባ ሕማም ኢቦላ ህዝባዊ ተገንዝቦን ኣፍልጦን ንምዕባይ ይስራሕ ከምዘሎ ቀ/ሚ ሃይለማርያም ደሳለኝ ገሊፆም።ንሶም ነዚ ሪኢቶ̎ዚ ዝሃቡ ኣብ ቅድሚ ኣባላት ፓርላማ ቀሪቦም ንሕቶ ኣባላት‘ቲ ቤት ምኽሪ ሎሚ ሓሙስ ኣብ ዝመለስሉ እዋን‘ዩ።

ኢትዮዽያ ኣብ ግጥም ፀረ ኢቮላ ንዝህልዋ ተራ ከብርሁ ከለው፣ኢትዮዽያ ኣብ ኣፍሪቃ ብበዝሒ ህዝቢ እታ ካልአይቲ ዝዓበየት ሃገር ምስ ምኳና፣ ንኣፍሪቃውያን ኣሕዋትናን ኣሓትናን ንምሕጋዝ ክንብገስ ኣለና ዝብል ኣንፈት ሒዝና‘ለና ኢሎም።

ሓካይም ኣባላት ሰራዊትን ትካላት ጥዕናን ብፈቃደኛነት ኣብ‘ቲ ወፍሪ ንክሳተፉ ዓለም-ለኸ ምትሕግጋዝ ንንፅር ኣለና።እዚ መደብ‘ዚ ብልዑል ጥንቃቀ ክፍፀም ከምዘለዎ‘ውን ንርዳእ ኢና ኢሎም።

ሙሉእ ሪፖርት
please wait

No media source currently available

0:00 0:04:52 0:00
መራገፊ

XS
SM
MD
LG