ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መፅሓፍ ኣቶ ገብሩ ኣስራት ብዓይኒ ባዓል ሞያ ሕጊ (2ይ ክፍሊ)


መፅሓፍ ኣቶ ገብሩ ኣስራት
መፅሓፍ ኣቶ ገብሩ ኣስራት
Mulugeta Aregawi, a Lawyer, on Gebru`s book
please wait

No media source currently available

0:00 0:13:14 0:00
መራገፊ


ብዓል ሙያ ሕጊ ኣቶ ሙሉጌታ ኣረጋዊ ካብ ኤርትራ ናብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዝተባረሩ ኢትዮጵያዊያን፣መግዛእታዊ ውዕላት ኢትዮጵያን ጣሊያንን፣ስምምዕ ኣልጀርስን ካልኦትን ጉዳያት ዳህሲሶም ኣለው።

ኣብ ሞንጎ ጣልያንን ኢትዮዽያን ዝተኸትመ ውዕል ብመሰረቱ ዝሞተን ዝተቀብረን‘ዩ ምስ ዝብሉ ኣቶ ገብሩ ኣስራት ዝሰማማዕ ኣቶ ሙሉጌታ ኣረጋዊ፣እቲ ፀገም መንግስቲ ኢትዮዽያ ብመሰረት እቲ ዝሞተን ዝተቀብረን መግዛእታዊ ውዕላት ንዶብ ንክጥረር ምውሳኑ‘ዩ ይብል።

ብዛዕባ ካብ ክልቲኤን ሃገራት ዝተሰጎጉ ሰላማውያን ሰባት ክዛረብ ከሎ፣ሰላማዊያን ሰባት ካብ ሓንቲ ሃገር ቅድሚ ምስጓጎም ሕጋዊ መስርሕ ከይሓለፈ ዝፍፀም እንተኾይኑ ተቀባልነት ዘይብሉ‘ዩ ይብል።

ኣብዚ የድምፁ።

XS
SM
MD
LG