ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዩኒቨርስቲ ኣዲሳበባ ንቢል ጌትስ ናይ ክብሪ ዶክትሬት ዲግሪ ሸሊምዎም


ቢል ጌይትስ
ቢል ጌይትስ

ዩኒቨርስቲ ኣዲሳበባ ንናይ ዓለምና ቁፅሪ ሓደ ዲታ ቢል ጌትስ ናይ ክብሪ ዶክትሬት ዲግሪ ሸሊምዎም።

እቲ ክብራዊ ሽልማት ንቢል ጌትስ ዘረከቡ ናይ‘ታ ሃገር ቀ/ሚ ሃይለማርያም ደሳለኝ‘ዮም።

ድሕሪ ዝተሸለምዎ ዲግሪ መግለፂ ዝሃቡ ቢል ጌትስ፣ፋውንዴሽን ቢልን ሜልንዳን ጌትስ ኣብ ኢትዮዽያ ይዓዮም ብዘሎ ፕሮጀክታትን መደባትን ሕጉስ ምኳኖም ገሊፆም።

ብዘይካ ኣብ ጥዕናን ትምህርትን ኣብ ካልኦት ዘፈራት ተዋፊሮም ንምስራሕ ምስ መንግስግቲ ይዘራረቡን ይቀራረቡን ከምዘለው‘ውን ሓቢሮም።

ተወሳኺ ሪፖርት
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:42 0:00
መራገፊ

XS
SM
MD
LG