ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ገለ ነበርቲ ክሊ ትግራይ ብዛዕባቲ ሎሚ 24 ግንቦት 2015 ዝተኻየደ ምርጫ እንታይ በሉ?


መረፅቲ ትግራይ
መረፅቲ ትግራይ

ካብ ሰቲት ሑመራ፣ ኣኽሱም ፣ ሽረ እንዳስላሴ፣ ዓዲ ግራትን ኣላማጣን ብቀጥታ ብስልኪ ሬድዮ ድምፂ ኣሜሪካ ዘዘራረቦም ነበርቲ ዝተፈላለየ ሪኢቶ ሂቦም'ለው።

እቲ ኣብ ኢትዮጵያ ክሊ ትግራይ ሎሚ 24 ግንቦት 2015 ዝተኻየደ ምርጫ ብሰላም ምክያዱ ኩሎም''ቶም ወሃብቲ ርኢቶ ክገልጹ ኸለዉ ዝቀረቡ ኣማራፂታት ብዛዕባ'ቲ ዝነበረ ወፍሪ ምርጫን ኩሎም ፖርትታት ንህዝቢ ዕላምኦም ክገልፁ ዕድል ረኺቦም'ዶ አይረኸቡን ኣብ ዝብል ግን ነበርቲ'ተን ዝተፈላለያ ዝተፈላለየ ሓሳብ'ዮም ገሊፆም።

ሙሉእ ፀብፃብ ንምስማዕ ኣብ ታሕቲ ንዘሎ ምልክት ድምፂ ጠውቁ።

please wait

No media source currently available

0:00 0:05:52 0:00

XS
SM
MD
LG