ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኤርትራ ምስ ባንኪ ልምዓት ኣፍሪቃ ናይ 41 ሚሊዮን ዶላር ፕሮጀክት ተፈራሪማ

Eritrea and African Development Bank sign agreements to finance two USD 41 million projects
Eritrea and African Development Bank sign agreements to finance two USD 41 million projects

እቲ ኣብ ትምህርትን ሕርሻን ዝውዕል ገንዘብ፡ ፍርቁ ብሓገዝ ዝውሃብ ኮይኑ እቲ ፍርቁ ብዘይ-ወለድ ብለቓሕ ዝውሃብ`ዩ።

ነቲ ስምምዕ ኣብ ኣስመራ ዝፈረሙ ሚንስተር ገንዘብ ኤርትራ ኣቶ ብርሃነ ሃብተማርያምን፡ ዞባዊ ዲረክተር ባንኪ ልምዓት ኣፍሪቃ ኣቶ ገብሬል ንጋቱን`ዮም።

እቲ ባንኪ ካብ 2010 ጀሚሩ 72 ሚልዮን ዶላር ኣብ ፕሮጀክታት ኤርትራ ከምዘውዓለ ተሓቢሩ`ሎ፡

please wait

No media source currently available

0:00 0:01:40 0:00

XS
SM
MD
LG