ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ካብ ሽወደን ዝተበገሱ 25 ኢርትራውያንን ኤውሮጳውያንን ብሽክለኛታት ጀነቫ ኣትዮም


Eritrean Cyclists arrive in Geneve
Eritrean Cyclists arrive in Geneve

ንሰበ-ስልጣን ሕቡራት ሃገራት፡ እቲ ብይን ዶብ ክትግበር ዝጽውዕ መልእኽቶም ኣረኪቦም ኣለዉ

ብምኽንያት 13 ዓመት ዝኽሪ ብይን ኮሚሽን ዶብ ኤርትራን ኢትዮጵያን፡ 25 ኢርትራውያንን ኤውሮጳውያንን ብሽክለኛታት፡ ካብ ስዊድን ተብጊሶም፡ ድሕሪ ክልተ ሰሙን ጉዕዞ፡ ትማሊ 13 ሚያዝያ 2015 ኣብ ጀነቫ ብምእታው፡ ንሰበ-ስልጣን ሕቡራት ሃገራት፡ እቲ ብይን ዶብ ክትግበር ዝጽውዕ መልእኽቶም ኣረኪቦም ኣለዉ።

ተወልደ ወልደገብሬል፡ ምስ ሰለስተ ካብኦም፡ ማለት ምስ ብንያም ምስግና፡ ሜላ ኣስመላሽ ከምኡ ድማ ካብ ኣወሃሃድቲ ሓደ ዳዊት መስፍን፡ ካብ ካናዳ ድማ ምስ ሓደ ናጻ ተንታኒ ዝገበሮ ቃለ-መጠይቕ ቀጺሉ ይቐርብ፡-

please wait

No media source currently available

0:00 0:11:19 0:00

XS
SM
MD
LG