ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መብራህቶም ክፍለዝጊ፡ ናይ`ዚ ዓመት ብሉጽ ኣመሪካዊ ኣትሌት ተሰይሙ

Meb Keflezighi of the U.S. reacts as he wins the men's division at the 118th running of the Boston Marathon in Boston, Massachusetts April 21, 2014. REUTERS/Brian Snyder (UNITED STATES - Tags: SPORT ATHLETICS) - RTR3M3XB

ማሕበር ኣትሌትክስ ኣመሪካ፡ ንመብራህቶም ክፍለዝጊ ፡ ሽልማት ጀሲ ኣውንስ ክህቦ ኸሎ፡ ንኣመሪካዊት ኣትሌት ጀኒ ሲምፕሰን`ውን ሸሊምዋ`ሎ።

መብ ክፍለዝጊ፡ "ኩሉ ዝሓልሞ ዝነበርኩ ኣምላኽ ይፍጽመለይ ኣሎ" ይብል፡፡ ከምኡ ዝበሉ ኤርትራውያን ኮኑ ካልኦት፡ ዓቕምታቶም ብግቡእ እንተተጠቒሞምሉ፡ ሕልምታቶም ከተግብርሉ ዝይክእልሉ ምኽንያት የለን ይብል።

ክልተ ዓበይቲ ማራቶናት፡ ማለት ማራቶን ቦስቶንን፡ ማራቶን ኒው ዮርክን ዝሰዓረ መብራህቶም፡ ኣብ ኦሎምፒክ `ውን ብሩር መዳልያ ረኺቡ`ዩ።

ድሕሪ ክልተ ዓመት ኣብ ዝካየድ ኦሎምፒክ ዝወዳደር እንተኾይኑ "ኣምላኽ ኣብኡ የብጽሓና ክርእዮ ኢየ" ይብል።

ውዲ 39 ዓመት መብራህቶም፡ በዓል ሓዳርን ኣቦ ሰለስተ ቆልዑን`ዩ።

ሙሉእ ቃለ-መጠይቕ ኣብ`ዚ ምስማዕ ይክኣል፡

please wait

No media source currently available

0:00 0:08:35 0:00

ተዛማዲ

XS
SM
MD
LG